“Education is the passport to the future, for tomorrow belongs to those who prepare for it today.”

Malcolm X
 

“ትምህርቲ ፓስፖርት ናይ መጻኢ እዩ :: ምኽንያቱ ጽባሕ ነቶም ንዑኡ ሎሚ ዝተዳለው እዩ::”

ማልኮልም ኤክስ


WHO WE ARE | መን ኢና

ብርሃን ኣካደሚ ኣብ መላእ ዓለም ዘለው ትግርኛ ተዛረብትን ሰማዕትን ዝኾኑ ተመሃሮ ምስቶም ዝበለጹ መማህራን ምርኻብን  ዕላምኦም ሽትኡ ክሃርምን ሕልሞም ክጋሃድን እትሕግዝ መራኸቢ ድልድል እያ:: 

WHAT WE DO | እንታይ ንገብር

  • ብትምህርቲ ህይወት ሰብ ናብ ዝለዓለ ዓወት ከም ዝበጽሑ ምግባር
  • ኣብ መላእ ዓለም ዘለው ትግርኛ ተዛረብቲ መድረኽ ፈጢርካ ፍልጠቶም ክእእለቶም ዝዝርግሑሉ መድረኽ ምፍጣር
  • ምፍጣር “ትምህርቲ ቀዳምነት” ብዝብል ጭርሖ ናይ ደቂ ሰባት መነባብሮ ምምሕያሽ