ናይ ሞያ ስልጠና
WHAT ARE YOU WAITING FOR? እንታይ ትጽበይ ኣለኻ ?Being Happy ሕጉስ ኩን
Figure out your values and align your life to them ክብርታትካ ኣለልይ ህይወትካ ምስ ክብርታትካ ኣዛምዶም FULFILLING POTENTIAL ዕቑር ዓቕምኻ ኣማልእ ፍሉይ ዝተዋህበካ ሞያዊ ዕቑር ዓቕሚ ኣለካ ኣለሊኻ ልዮን ኣብ ጥቕሚ ኣውዕ ሎ Making Changes ለውጥታት ግበር ለውጢ ንምግባር ከ ለውጢ ከይጸዓ ኣርካ ኣይመጽን እዩ:: ብፍላይ ድማ ናይ ሞያ ለውጢ ! FINDING BALANCE ሚዛን ምርካብ ኣብ ስራሕካን ምስ ካልኦት ዘለካ ሓፈሻዊ ርክባት ሚዛናዊ ንክኸውን ጸዓር:: ብፍላይ ድማ ኣብመንጎ ሞያኻ ን ቤተሰብካን ናይ ሞያ ዓወት ስጉምትታት ስጉምቲ ቁጽሪ 1
1- እትፈትዎን እትሓልሞን ሞያ ምርካብ መጀመርታ ነብስኻ ምፍላጥ
ኣድማዒ ዝኾነ ረዙመን ካቨርለተርን ምድላው ኦንላይን ይኹን ብኣ ኣካልን ስራሕ ምድላይ ናይ ተለፎንን ብኣካልን ዝግበር ቃለመጠይቅ ምልምማድን ክእለትካ ምምዕባልን ንሞያኻ ንምርካብ ዘቃላጥፉ ናይ ደቂ ሰባት መርበብካ ምስፋሕን ምስ ብዙሓት interview ወይ ቃለመጠይቕ ብዓወት ምዝዝዛም ብዛዕባ ሞያኻ ቀጻሊ ዝኾነ ምዕባሌታት ከምዝህልወካ ምግባር ስልጠና ምረጽ
2 Comments
hi
hi test